እንቋዕ ናብ ቤትኤል ኮለጅ ስነ-መለኰት (ተዮሎጊያ) ብደሓን መጻእኩም። ኣብዚ ኮርስ ናይ ሰርቲፊኬት ፕሮግራም ኰይኑ 10 ኣሃዱታት ዚሓዘለ ሰርት ክርስትያናዊ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስነ-መለኰት ይምህር።